ኣብ ከተማ ጎማ ሓደ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ፡ ኣንጻር ግጉይ ወረ ኲናት ገጢሙ`ሎ። ብፍላይ ኣብ መዳይ ሕክምና ዝንዛሕ ወረ ሳዕቤኑ ከቢድ`ዩ። እዞም ኣብ ጎማ ኣንጻር ናይ ግጉይ ...
The death toll caused by Cyclone Chido rose to at least 34 lives across Mozambique, according to the National Institute of ...
ተመራፃይ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ድሕሪ ዓወቶም ንፈለማ ግዜ ካብ ጋዜጠኛታት ዝቐረቡ ብዙሓት ሕቶታት ዝምልስ ትማሊ ሰኑይ ኣብ መንበሪኦም ማራላጎ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ ...
ኣብ ልዕሊ ሰማያት ምብራቓዊ ግዝኣት ኣመሪካ እንታይ እዩ ይኸውን ዘሎ? ኣብዚ ቀረባ ሰሙናት፣ ቆጽርካ ዘይውዳኣ ድሮናት እናበረራ ተራእየን እየን። ነበርቲ’ቲ ከባቢን ሓዱሽ ተመራጻይ ፕረዚደንት ...
2024 ኣብ መላእ ዓለም መረፅቲ ድምፂ ንምሃብ ስራሕ በዚሑዎም እዮም ዝሓልፉዋ ዘለዉ። ልዕሊ 12 ሃገራት ኣፍሪካ ፕረዚደንታዊ፡ ፓርላመንታዊ ወይ ከባቢያዊ ምርጫታት ኣካይደን። ኣብ ገሊኡ ክፋላት ...
ድሕሪ ምውዳቕ ምልካዊ ስርዓት ኣሳድ፡ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ሶርያውያን ኣብ ፈለማ መፋርቕ ናይዚ ዝመጽእ ዘሎ ዓመት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከም ዝኽእሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ። ...
ተሓለቕቲ መሰላት ዩጋንዳ ፕረዚደንት ሙሰቪኒ ሰቪላውያን ብወታሃደራዊ ኣብያተ ፍርዲ ንኽዳነዩ ብዘለዎም መርገፂ ወቕIሶም። እቶም ፕረዚደንት ንተቓምቶም ንምፅቃጥ ንወታሃደራዊ ኣብያተ ፍርዲ ...
ንምትፍናን ሶማሊያን ኢትዮጵያን ኣብ ኣንካራ ዝሸምገለ ፕረዚደንት ቱርኪየ ረጂብ ጠዪብ ኤርዶዋን ኣብ ዝመጽእ ዓመት ናብተን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምብጻሕ መደብ ከም ዘለዎ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኤክስ ...
"ምሉእ ብምሉእ ዝሰማማዕ እዩ" ክትብል ሎሚ ዓርቢ ምግላፅ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ፀብፂቡ። ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዝወፀ ሕትመት መፅሄት ታይምስ ከም ዝበሉዎ ዩክሬን ናይ ኣመሪካ ሚሳይል ተጠቒማ ...
ኣባላት ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣቶ ዮሃንስ ቧያለውን ኣቶ ክርስቲያን ታደለን ብሕማም መዓንጣ ትማሊ ሓሙስ 12 ታሕሳስ 2024 ሕክምናዊ መጥባሕቲ ምስ ተገበረሎም ኣብቲ ዕለት ...
ኣብ መንጎ መንግስታት ሶማልያን ኢትዮጵያን ብ11 ታሕሳስ 2024 ኣብ ኣንካራ ቱርኪየ ዝተበጽሐ ምርድዳእ ብሓያሎ ሃገራት ማለት ከም ኣመሪካ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ዝመሰሉ ውድባትን ...